Quebec Law Solicitors - إرتريا/ኤርትራ

Quebec Law Solicitors - إرتريا/ኤርትራ We use technology effectively, tailoring our systems to meet our client's requirements. Quebec Law Solicitors Ltd | SRA ID: 655551

Our innovation approach to the delivery of legal services, our people and our technology means we are staffed by highly trained Solicitors with a keen grasp of our client's legal needs and a thorough understanding of the legal sectors. Our innovation approach to the delivery of legal services, our people and our technology means we are staffed by highly trained Solicitors with a keen grasp of our client's legal needs and a thorough understanding of the legal sectors in which they operate.

ንስኻ ወይ እትፈልጦ ሰብ ኣብ ኣባይቲ ቤት ምኽሪ ( Council housing) ወይ ኣብ ማሕበር ኣባይቲ (Housing association) ትነብር እንተ ኣሊኻ ከምዚ ዝስዕብ ዝኣመሰለ ጸገማት...
29/07/2021

ንስኻ ወይ እትፈልጦ ሰብ ኣብ ኣባይቲ ቤት ምኽሪ ( Council housing) ወይ ኣብ ማሕበር ኣባይቲ (Housing association) ትነብር እንተ ኣሊኻ ከምዚ ዝስዕብ ዝኣመሰለ ጸገማት የጋጥመካ እንተሎ - ጠሊ ቅርጺ ማይ ዜልሕዅ ሕማም እተሰብረ መውጽኢ እቶን እተሰብረ መሳዅቲ

ሕጂ ከይተዳናጎኻ ደወለልና: ንብረትካ ኸነዐርየልካን ካሕሳ ኸነውህበካ ንኽእል ኢና ።

ንስኻ ወይ እትፈልጦ ዝዀነ ይኹን ሰብ ንስደተኛታት ዚምልከት ጕዳያት የጋጥመካ እንተ ኣልዩ ሕጂ ኣብ ሕጊ ኲበክ ተራኸብ። ንጸገማትኩም ብቕልጡፍን ብናጻን ኪፈትሕዎ ዚኽእሉ ምኩር ጠበቓታት ኣለዉ...
29/07/2021

ንስኻ ወይ እትፈልጦ ዝዀነ ይኹን ሰብ ንስደተኛታት ዚምልከት ጕዳያት የጋጥመካ እንተ ኣልዩ ሕጂ ኣብ ሕጊ ኲበክ ተራኸብ። ንጸገማትኩም ብቕልጡፍን ብናጻን ኪፈትሕዎ ዚኽእሉ ምኩር ጠበቓታት ኣለዉና ። ጠበቓታትና ነዚ ዝስዕብ ጕዳያት ክሕግዙ ይኽእሉ ኢዮም -
. ፓስፖርት ብሪጣንያ ምርካብ መመልከቲ ቪዛ ናይ መንበሪ መሰል ምስፋሕ ዜግነት ብሪጣንያ
ካልእ ብዙሕ ሓገዝ እንተ ደሊኻ ብኸመይ ክንሕግዘካ ኸም እንኽእል ንምፍላጥ በጃኻ ሕጂ ምሳና ተራኸብ ።

29/07/2021

نحن محامين قانونيون للعمالة و الهجرة نقوم بتقديم إستشارات و خدمات و حلول قانونية في بريطانيا. سوف يقوم مستشارونا القانونيون بمساعدتك على الحصول على التأشيرات وطلبات ترخيص العمل لك و على أن تعيش و/ أو تقيم مشروع تجاري في المملكة المتحدة
ኣብ ብሪጣንያ ምኽርን ኣገልግሎትን ሕጋዊ ፍታሕን ብምሃብ ንስራሕን ንስደተኛታትን ጠበቓታት ኢና ። ሕጋውያን ኣማኸርትና ኣብ ዩናይትድ ኪንግደም ንኽትነብርን/ወይ ንግዲ ንኽትምስርትን ቪዛን ፍቓድ ስራሕን ኣብ ምርካብ ኪሕግዙኻ እዮም

Address

Leeds
LS97

Opening Hours

Monday 8am - 4pm
Tuesday 8am - 4pm
Wednesday 8am - 4pm
Thursday 8am - 4pm
Friday 8am - 4pm

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Quebec Law Solicitors - إرتريا/ኤርትራ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Practice

Send a message to Quebec Law Solicitors - إرتريا/ኤርትራ:

Share